Raya Azebo Planning and Finance Office

1. ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፊ ዝተመዝገበ/ መለለይ/ቲን ናምበር ዘለዎ/መቅረባይነት ዘሐደሰ

2. ቫትተመዝጋቢ ዝኾነን ብእዋኑ ዲክላረሽን ግበሩን።

3.  ጨረታ ኣብኣየር ዝፀንሐ ካብዕለት14/02/2016ዓ/ምክሳብ 28/02/2016ዓ/ም ይኸውን። 

4. ረታ ዝዕፀወሉ ዕለት29/02/2016ዓ/ምስዓት 4:00 ኾይነ ዝኸፈተሉድ ማዕለት 29/02/2016ዓ/ም ስዓት4-30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ፤ወኪል ኣብዝተረኸበ ኣብ ረዳፊ ያቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስንይኸውን።

5. ስዓራይ 10% ውዕሊመኽበሪከትሕዝዝኽእል'።

6. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል  

7. እቲስዓራይኣብውሽጢ3ተ ማዕልቲ ውዕሊክኣስርዝኽእል

8. እቲስዓራይ ኣብውሽጢ3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእልን ንብረትዘቅርበሉ ማዓልቲ እንተሕሊፉ —

ብመምርሒ መሰረት ዝቅፃዕ ምካኑ

9. ሰዓራይብናይባዕለ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስወራ/ዓዘቦ ከቅርብ ዝክእል

10. ንብረት ኣታዊ ዝኸውን ብባዓልሞ ያምሰተረፃ እንትኸውን ክፍሊትዝፈፀም ዓንብረት ኣብ ሞዴል 19 ኣታዊምሰኮነይኸውን

11. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብር 100 እናኸፈልዂ ምውሳድ ይካኣል

12. እቲ ሳዓራይ ኣብ ዝተዋሃቦ ናይ ጊዜ ገደብ ብእዋኑ እንድሕር ዘያቅሪቡ ብመምርሒ መሰረት ይቅፃዕ 

13. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914110946

ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስንኢልኩም ምሕታትይክኣል።


+/ቁዓይነት ለዋወጢ ኣቕሓመፍለዪ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1Bush sub Assy48702-60011Pcs04
2Bush sub Assy ARmno24870248061-60020Pcs02
3Bush subBush sub AssyControlrod48706-60070Pcs02
4ABSORBER Assy shock48511-69505Pcs02
5Lamp Assy REAR LH81560-60331Pcs01
6TIMER Pre heating28521-17190 PcsPcs01
7Relas Assy glow plug28601-17020 PcsPcs01
8Oil filiter90915--30002Pcs01
9Fual filter23390-51070 pcsPcs01
10Air clener17801-61030 PcsPcs01
11PaD KIT04465-yzzf6Set01
12SHOE KIT04495-60070Set01
13GASKET KIT04434-60050Set02
14Bearing inner90080-36064Pcs04
15Bearing outer90080-36067Pcs04
16Neckel Bearing90366--20003Pcs04
17Diferentional oillitr14
18Engin oilgalon03
19String oillitr02
20Brake fludelitr02
21Greaskilo04
22Seal oil hug90311--62001pcs04