ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መፍለዪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
1 | አትሌራ ማሪፕ ምስ ሓቛፍኡሙሉእ | TAG 125 ZH 3 እግራ ሞተር ሳይከል | ቑፅሪ | 01 | |||
2 | ካቴና | ቑፅሪ | 02 | ||||
3 | ፒስቶን ፋሻ | ቑፅሪ | 01 | ||||
4 | ጋስኬትቴስቴታ | ቑፅሪ | 02 | ||||
5 | ካም | ቑፅሪ | 02 | ||||
6 | ካሊታ መሪ | ቑፅሪ | 02 | ||||
7 | ኩችኔት | ቑፅሪ | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን IIN Nን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4፡00 ይኸፈት፡፡
➢ ዝቐርብ መረዳእታ ሕድሕድ ኮፒ ከቕርብ ይግብእ።
➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን ኣለዎ::
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1‛ ደብሪ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344200158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።