1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | Brake pad | 04465-ok240 | Pcs | 01 | ||
2 | Front shok absorber | 48510-09390 | Pcs | 02 | ||
3 | Rear shoK absorber | 48531-09470 | Pcs | 02 | ||
4 | postsh | Pcs | 01 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈለ ዕለት 12/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓዕዩ ዕለት 15/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት