Desta alcohol and liquors factory plc

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ን ምዝገባ ቲን ቁፅሪን ዘለኩም እዚ ጨረታ እዚይ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝርዝር ንብረት ዝገልፅ ሰነድ ካብ ፋብሪካኖ ቢሮ መምርሒ ፋይናስ ምዉሳድ ንሕድሕድ ንብረት እትዕድጉሉ ዋጋ መሊእኹም ብስም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቕርቡ እትኽእሉ ምኻንኹም እናዓደምና ትካል እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 44 42 12 88