Tigray Labor and Social Affairs Bureau

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/01/2013 ዓ/ም እስካብ 18/01/2013 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400158ደዊልካ ምሕታት ይካኣል