ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

3 ተጫረቲ ካብ ዝምልከቶ 4ይ ደረጃ ልዕሊኡን መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 መኸበሪ ጨረታ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ 5000 ቅርሺ፣ ኣቅሑ ቢሮ 10000 ቅርሺ፣  መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ 10000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ሕትመት 3000 ቅርሺ፣  ፣ ንናይ መኪና ፅገና ጋራዥ 10,000.00 ቅርሺ ፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድቲ 40000 ቅርሺ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን10,000.00፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢእንዳ ስላሴ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

7 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 22/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 09 38 18 00 24 /09 14 37 66 74 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።