Erob Woreda Planning and Finance Office

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ሰነ/ነሓሰ ዲክለር ዝገበሩ

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 20/01/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይድን ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ምእታዉ ትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ትሕጃ ቢድ ቦንድ ዝስዕብ ሰንጠረዥ መሰረት መሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት ነፃ ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣይሓትትን፣ ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት 15500ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ሕትመት3500ቅርሺ፣ ትቦ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሳኒተሪ 10000ቅርሺ፣  ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8እቲ ጨረታ 20/01/2013ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - 03 43 45 77 77/01 10