Yechla Municipal city

1 አዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክሊሬሽን እትገብሩ

3 በዚ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

4 ቲን ናምበር መቕረባይነት ዘለኩም

5 ኣብዚ ዝወፀ ምልክታ ከጭብርብር ዝመኮረን ዘጭበርበረን ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝከዉን ን ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ዕደጋታት ከም ዝእግድ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 26/12/2012 ክሳብ 13/01/2013 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/01/2013 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9፡30 ዝክፈት ይከዉን

7 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ብር ዘቅርብ

8 እዚ ዝወፀ ጨረታ ዝሓሸ ኣመራፂ እንተተረኪቡ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ

9 ተጫረቲ እትጫረቱሉ ሰነድ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ

10 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ንተከታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 03 44 22 00 08 /09 14 94 23 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል