Sheraro office of water supply

ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት

  1. ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ  መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ፣ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት እትብልዎም ዘይምለስ ቅዳሕ ብምግባር ክተታሕዙ እትክእሉ
  2. ተጨረቲ እቲ ንብረት ማለት እዉን ፐስተር ፓምፕን ባትሪዲንግ ማሽንን ሕጋዊ ዉክልና እቲ ዘፍረየሉ ፋብሪካ ዘለዎ
  3. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ንብረት ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሉ
  4. ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ብዝረጋገፀ ቼክ ወይንድማ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
  5. እቲ ጨረታ ካብ 1 ለካቲት 2008 ዓ ም ክሳብ 15 ለካቲት 2008 ዓ ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ
  6. እቲ ጨረታ 15 ለካቲት 2008 ዓ ምሰዓት 4 ፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ይክፈት
  7. ተጫራቲ ስዒሩ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ክከዉን ኣለዎ
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500342 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል