ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ንግስተ ሳባ ዓድዋ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፍቃድ ስራሕ ካርዲ ምዝገባ ተካናታራይነት መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ስም ንግዲ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉብ ምኻኑን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ 120000.00 ብስፒኦ ወይ ድማ ብቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረታይ እቲ ቦታ ኣብ ዉሽጢ 100 መዓልታት ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ እንከፈልኩም ካብ 09/10/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ምዉሳድ ትክእሉ

 6 ተጫረቲ ብዝወሰዶ  በዝሒ ቅዳሕ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ክሳብ 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣታዊ ክገብር ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ክክፈት እዩ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 74 50 14