Shere Endaslase office of Construction, Road and Transport

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ክትሕዙ ዝክእሉ

2 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታን መለለይ ቁፅሪን ከፈልቲ ግብሪን መቅረባይነት ምዝገባ ምስክር ወረቀት

3 ናይ2012ዓ/ም ስራሕ ተኮናታራይነት ምዝግባ ወረቀት ምስክር ዘለዎ

4 ጨረታ ዉሕስና ብናይ ኢ/ያ  ቢሔራዊ ባንክ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ናይ ገንዘብ መአዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ 150,000.00 ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ዝጫረቱሉ ስራሕ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 420 ተከታታሊ መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

6 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 06/09/2012ዓ/ም ካብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከ/ስ/ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 02 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ቅዳሕ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ብምግባር ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ናይ ጨረታ መክበሪ ሰነድ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 2 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ክሳብ 5 ሰነ 2012 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረደዲኦም ዋገጋ ብምምላእ ኣብ ነፍስፈከፍ ገፅ ፈሪሞምን ማሕተም ምብዕራፍ እቲ ሰነደ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበረ ከይጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 5 ሰነ 2012 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት

10 እቲ ቤት ዕዩ ከይዲ ስራሕ ዝሓሸ ኣመራፂእንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታብቁፅሪ ስልኪ 0344442280 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል