Tigray Industry Park Corporation

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2  ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ሕጋዊ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ እቲ ዘቅርበዎ ንብረት ትክክለኛን ኣብ ኢድኩም ዘሎ ምካኑ ፈሊጥኩም ትወዳደሩ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ንዝተደለወ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ኢንዳስትሪ ፓርክታት ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ 12/10/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሰነድ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብሽም ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናብ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርቡ ዝክእሉ

8 እቲ ጨረታ 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 804 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 75 06