ብመሰረት እዙይ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም
2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ
3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ /TIN Number/ ዘለኩም
4 ሊብሬ ወይም ዋናነት ዘለኩምሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ወይ ወዳደሩ ንዕድም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ርን ቁፅሪ ገዛ 9 እዚ ማስታወቂያ ካብ ዝተጋወሐሉ 17 /5 /2008 ጀሚሩ ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ /ቢድ ቦንድ/ ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::
6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ ከጓዓዓዝን ዝክእል ሕጋዉያን ነጋዶ ሰብ መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ::
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/6/2008 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00
9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3/6/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት::
10 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::
NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::