1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣ ናይ ጥሪ 2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 መኸበሪ ጨረታ ብር ጀነሬተራት20,000ቅርሺ፣ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ 5000.00 ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ 3000.00፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 34 11 /03 42 40 87 57