1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቀረባ ጊዜ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፋይናንሻልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 26/08/2012ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
6 እቲ ፕሮፎርማ 30/08/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44