1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
4 ጨረታ መኽበሪ 2% ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 25 /4/ 2008 - 10/5/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ::
ዝርዝር ዝዕደጉ ኣቑሑት
ተቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መጠን | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ቆርቆሮ | 32 ጌጅ | ቁፅሪ | 332 |
|
|
|
|
|
2 | ምስማር | በዓል ቆቢዕ | ኪሎ | 50 |
|
|
|
|
|
3 | ምስማር | በዓል 6 ሳ/ሜ | ኪሎ | 10 |
|
|
|
|
|
4 | ምስማር | በዓል 8 ሳ/ሜ | ኪሎ | 15 |
|
|
|
|
|
5 | ምስማር | በዓል 10 ሳ/ሜ | ኪሎ | 20 |
|
|
|
|
|
6 | ምስማር | በዓል 12 ሳ/ሜ | ኪሎ | 15 |
|
|
|
|
|
7 | ልህፂ መገጣጠሚ/ ቦንዳ/ |
| ኪሎ | 68 |
|
|
|
|
|
8 | ሸጋጭ ንእሽተይ ጥምብል |
| ቁፅሪ | 02 |
|
|
|
|
|
9 | ሸጋጭ ዓብይ ጥምብል |
| ቁፅሪ | 03 |
|
|
|
|
|
10 | ባልና ሚስት | ዓብይ | ቁፅሪ | 04 |
|
|
|
|
|
11 | ባልና ሚስት | ንእሽተይ | ቁፅሪ | 08 |
|
|
|
|
|
Sub Total |
|
|
|
|
|
| |||
VAT (15%) |
|
|
|
|
|
| |||
Grand Total |
|
|
|
|
|
|