Mekelle Polytechnic College

1 ካብ 20/06/2012ዓ/ም ክሳብ 30/06/ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ መፂኩም ምርኣይ ትክእሉ

2 ጨረታ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቁርፅራፅ ሓፂንን ቴንዲኖን ብር 5000፣ ንሳዕሪ 1000 ከትሕዝ ዝክእለ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 45 92 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ