Tigray Revenue Development Authority

1 ተወዳደርቲ ፐሮፎርማ ኣብ ዝተዓደልሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ንሕብር ኘ

3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75