Tigray regional state Technical and Vocational Education and Training Bureau

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት

4 ናይ ሕዳር/ታሕሳስ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ከተቕርቡ እትክእሉ

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትኽእሉ

6 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100.00 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ ዕለት 14/05/2012 ክሳብ ዕለት 29/05/2012 ሰዓት 8፡00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሎት1 ኤሌክትሮኒክስ ብር 5000.00 ሎት 2 መኪና ስፔር ጎማን ብር 4000.00 ብር ብስፒኦ ብጥረገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ካልእ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ይክፈት፡፡

10 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡