Alamata office of Construction, Road and Transport

1 ናይ ዘመነ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኮፈልሉን ፍቃድ ዘሐደሱሉን መረዳእታ ብቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መዓጋዝያ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

2 ዝተወሃቦ ንግዲ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምስክር ወረቀት ፣ ብቅዓት መረጋገፀፂ ተካናታራይነት

3 ተመዝጋባይነት ፣ ግብሪ ከፋላይ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ 50000.00 ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ልዕሊ 3ተ ወርሒ ዝፀንሕ

5 ሰዓራይ ትካል ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ዓመታት መዓልቲ ወዲኡ ዘረከብ

6  ሰነድ ጨረታ ካብ 08/05/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ  ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይካኣል ሰነድ ጨረታ ብዝግባእ መሊኦም ክሳብ 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ  ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 2 ይክፈት

8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ፐሮጀክት 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

10 አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 74 08 24