ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ በመቀሌ ከተማ ሪፈራል ሆስፒታል ለሚገነባዉ መከለከያ ሪፈራል ሆስፒታል ፕሮጀክት ኣጎልግሎት የሚዉል ዳብል ጋብና ፒክ ኣፕ( Double Gabina Pick Up) መኪና በጨረታ ኣወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል ስለሆነም ነዳጅ ድርጅቱ ችሎ ሌላዉ ወጪ ባለ ንብረቱ የሚሸፍን ሲሆን

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 2, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 2, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Sport Outfit,Bicycle Spare Part,Laboratory Equipment,ICT Materials&Power Supply

  • Posted Date: ሓሙስ ጥር 28, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2012 8:15 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ጉባኤ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 14 ንዘስርሖ ናይ ንግዲ ህንፃ እኩል በጀት ብምዝግጃዉ ናይ B + g+ 1 ናይ ስትራክቸር ጥራሕ ምህናፅ ግልፂ ጨረታ አዉፂእና አለና

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2012 2:00 Morning
  • Bid Bond: 100.00
  • Bid Document Price: 20,000.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣጎልግሎት የሚዉል ደረጃዉን የጠበቀ የ 2004 ሞዴል በላይ የሆነ 13 ቶን የሚጭን ሚኒባስ መኪና 25 ሰዉ የሚጭን ባስ ኢንዲሁም ዳብል ገብና 5L መኪና በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ክልተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣግበ
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሃገረ ሰላም
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 29, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 29, 2012 3:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ተካርዩ 95 ሰባት ካብ ከተማ መቀለ ናብ ደብረ ማርቆስ ኣብፂሕኻ ንምምላስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 29, 2012 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 29, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 29, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 29, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/