ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 1, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 1, 2013 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕናን ፋይናንስን ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 3, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 3, 2013 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2013 8:00 Morning (closed)
  • Location: ገላን
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2013 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ራያ ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ጳጉሜ 4, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናይ ኣካል ጉድአት ዊልቼር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2013 9:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/