ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፋላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ክሸጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ተወዳደርቲ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሐ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሐ ንዝርከባ ዝተፈላለዩ ኣበያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፡ ፅሬት መሳርሒን ፡ ሕትመት ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን (Aqua tab & Multi purpose Soap) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓምት ንቤት ፅሕፈትና ንዝትፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኤሊክትሮኒክስን : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኮለጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ጋራጅ ብጨረታ አወዳደሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ወይ እዉን ከፀግን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ደንቢ ከዳን : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት አሌክትሮኒክስ : ጀነሪተር : ቀወምቲ ንብረት ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ፈርኒቸር : ተሽከርከርቲ ሳይክላትን ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ድምፂ ወያነ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን : ኣቅሑት ህንፃን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2016 8:30 Afternoon (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2016 8:45 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/