ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ኢንስቲዩት ዝውዕሉ ናይ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 40,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላልዩ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወቲ አቁሑት ኮምፒተር ላብቶፕን ፕሪንተሪን ጀነሬተርን ሞተር ሳይክልን ሳይክልን ከምእወን ናይ ፎርጎ ማሽንን ቶታል ስቴሽን ስራሕቲ ሕትመትን መስርሒ ፅሕፈት ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ምድብ ሓድ ፅሬት እቁሑት ምድብ ኽልት ስራሕቲ ሕትመት ብጨረታክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:15 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋውጢ ኪራይ መኪና ናይ ባነር ሕትመት ናይ ቢሮ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 05:30 Morning
  • Bid Bond: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000: መሳርሒ ፅሬት 3,000: ሕትመት 3,000: መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና 5,000 : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10,000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:40 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00 መሳሪሒ ፀሕፈት: 10,000.000 መሳሪሒ ህንፃ: 5,000.00 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የኢትዮጵያ መንገዶች አስተዳደር አዲ-ግራት መንገድ ጥገና ዲስትሪክት የተለያዩ የሰራተኞች ጥቅማ ጥቅም (አልባሳት ፣ ጫማ ፣ የመፀዳጃ ወረቀት ፣ የልብስ ሳሙና ፣ የገላ ሳሙና) እንዲሁም ኮምፒውተርና ላፕቶፖች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ማክሰኞ ታኅሣሥ 2, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: Addis Ababa/ Project out of Addis Ababa
  • Bid Opening Date: ማክሰኞ ታኅሣሥ 2, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም ብUNDP ካብ ዝተፈቐደ በጀት ኣብ ስልጠና ግዜ ንሰልጠንቲ ዝጥቐምሉ ሻሂ ቡና ሪፍረሽመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/