ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንኣብያተ ዕዩ ከተማ ማይ ካድራ አገልጋሎት ስራሕ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: Maykadra
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኢሮፕ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ከምፖተራትን ተዘመድቲ ኣቅሑትን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 7, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሰነ 7, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ናይ እስቲድዩ ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስቲድዩ ኮንስትራክሽን ምስራሕን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 3, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 3, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 12, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: Adet
  • Bid Opening Date: ሰነ 12, 2016 5:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ ዝተፈላለየ ዓይነት ንብየዳ እንጥቀመሎም ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2016 4:15 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዉ ዘገልገለ ትቦን ጀነሪተርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 3, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሰነ 3, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አገልግሎት ምሕደራ መሬት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት ናይ ቤት ፅሕፈት መጎዓዝያ ኢሉድማ ኣቅሑት ቢሮነ ገዛን ዕድጊት ን2016 በጀት ዓመተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 30, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 30, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንኣቅሑት ቢሮነ ገዛን 20000 / ዒስራን ሽሕ ቅርሺ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ : ጣብያ ሙሴ : ጣቢያ ሰድርን ዝበሃላ ጣቢያታት መስመር ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ባንቦ ናይ ገባሪ ሰናይ በጀት ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀከት ክልተ ወይ እዉን DRDIP 2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 30, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 30, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከእንስሳት እና ዓሳ ሀብት ሴክተር ልማት/LFSDP/ ፕሮጀክት በተገኘው በጀት ተሽከርካሪዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ግንቦት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰኔ 11, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰኔ 11, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/