ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 27, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 27, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንህንፃ መሳርሒታትን ፡ ብረታት መፀገኒን ናይ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ተገጣጠምትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ንሰራሕ መፈፀሚ አገልግልት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት 2016 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ቀወምቲን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ፍራሻትን : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ን ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ዋናኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሎት ሐደ መሳርሂ ህንፃ : ሎት ክልተ አቅሑት ቢሮን ጠረጰዛን አወዳዲሩ ብስርዓት ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጉንበት 23, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ አገለግሎትን ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 28, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 16, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 16, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(Gi Pipe) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2016 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ፅ/ት መሳርሒኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 16, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 16, 2016 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(ቐይሕ ሓመድ) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2016 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/