ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 14, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 14, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒተር ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 21, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 21, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 40,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 14, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 15, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ኤለክትሪክ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 13, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 13, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የተማሪዎች የምግብ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ነሐሴ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 27, 2016 7:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 27, 2016 8:00 Morning
  • Bid Bond: 200,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop comput) ክዕድግ ይደሊ ።

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 21, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 21, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 40,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ፡ ፅሬት፣ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ መኪና፣ ሕትመት ዕንፀይትን ደንቢ ክዳንን ከምኡ ውን ዝተፈላለዩ ኣፋውስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 20, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 21, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: ንመድሓኒት ብር 20,000.00 ንካልኦት ብር 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 24, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 24, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 20, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 20, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: ንመድሓኒት 20000 :ንካልኦት ናዉቲ 10000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ገዛን: ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 29, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 29, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/