ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ከለች ዲስክን ጎማን ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበት ከምኒ ኣንጭዋን ካልኦት እንስሳት ዝጠፍእሉ ግልጋሎት ምሃብ በቲ ዝቀረበ መሰረት ካብ ዝምለከቶ ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 3, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: የካቲት 3, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት ማለት እዉን ኮበርታ ኣንሶላ ፍረናሽን ትራስን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 13, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ፍትሕ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ጎማ ባትሪ ቅብኣት መፀባባቂ :መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሐት ገዛን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መድሓኒት እንስሳ ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ናይ ፕሮጀክት ምጥንኻር GBV ዝድሓና ደኣንስትዮ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 12, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 13, 2017 9:15 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

የመቀሌ ከተማ ዕቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ቤት ለመቀሌ ከተማ ልማታዊ ሴፍትኔት ፕሮግራምን ኣገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የእጅ መሳርያ(Hand tools ) እቃዎች በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥር 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ _ ፅሕፈት መሳረሒን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 29, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 29, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/