ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 27, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 27, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ፓምፕ ማለት እዉን ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 21, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዝዉገድ ንብረት ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ 2017 ዓም ከወግደም ካብ ዝደለየ ኣቀሑት ኣብ ቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓትን ቤት መዘጋጀ ከተማን ዝርከቡ ዘገልግሉ ንብረታት መላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ማለት እዉን ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኮነ ሞት ተወ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2017 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CAርa competent 2 ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስተራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 27, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 27, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንበጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/