ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስተሽነሪ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ሕጋውያን መቅረብቲ ካብ ዝኾኑ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 23, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 23, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 24, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ መለለይ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ መድሓኒት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 25, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 25, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: መለለይ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 40000 ብር: መድሓኒት 10000 ብር : ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን 10000 ብር : ንናይ መኪና መለዋወጢ 10000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/