ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ እስቲድዩ ኣክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 28, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 28, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ማዋቅራዊ ፕላን ማለት እዉን ስተራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ቀዳማይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 1, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 1, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን 25000 : ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 30000 : ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ 10000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 2, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 2, 2017 3:01 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 2,000.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንተሽከርከርቲ ዝኮን መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 30, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 30, 2017 2:30 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2017 6:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ሓራጅ/

ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) ንክትሽወጥ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 30, 2017 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2017 6:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ሓራጅ/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Chemical Materials

  • Posted Date: Wednesday 23rd, April 2025 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Thursday 08th, May 2025 1:23 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 08th of May 2025 1:57 am
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Chemicals and Reagents/ Laboratory Equipments/