ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ተዛመድትን : ንናይ መድሓኒት ዕድጊትን : ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ሳኒተሪ ፓምፕን ኣቀሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብፕሮግራም መጠናከሪ ስርዓት ምግቢ FSRP ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 6, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 6, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 16, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 16, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 6, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 7, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክሪኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2017 2:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2017 2:40 Morning
  • Bid Bond: ንመሳርሒ ህንፃ : ንኤሌክትሮኒክስ : ንማሸነሪታት : ንደንቢ ክዳን: ንኣቅሑት ፅሬትን : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ዝተረፉ ንብረታትድማ 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ መኪና ፊልትሮ ናፍጣን ፊልትሮ ዘይትን : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 11, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 11, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 7, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 20000 : ናዉቲ ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክልን 15000 ቅርሺ : ናይ ማሽን ክራይ 120000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/