ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን 10000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ 10000 ቅርሺ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Midre Geez Microfinance Institution S.c seeks a consultancy service for Core Banking System & Data Center Infrastructure Implementation Project

  • Posted Date: Saturday 01st, November 2025 12:00 pm (9 months ago)
  • Closing Date: Thursday 06th, November 2025 6:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category Software Purchases/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሳኒተሪን ካልኦት ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 3, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 3, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ኣብ 2018ዓ.ም ንሆስፒታል ኹሓ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለተለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንመዘናገዒ ማሕበር መናእሰይ ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ(ሙዚቃ)መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ ፕሬዚደንት ፀሓፍቲ፡ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ቢሮ መስኮት መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምዕዳግ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/

ትካልና ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10.5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external auctor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት ኦዲት ንምግባር ዘኽእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 (9 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/