የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት የፅዳት አገልግሎት ለ3ኛ ወገን(Out Source) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ሐምሌ 5, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሐምሌ 24, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሐምሌ 24, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ሓምለ 5, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 04:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 11:00 Afternoon
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲን ህፃናት ፐርሶናል ኣይተምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓቕሚ መዕበይ ናይ ስልጠና አቑሑ/Skill training materials /ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ክችን ኣቁሑት ግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (8 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/