ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈለላዩ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2007 ዓ/ም መደበኛ በጀት ናይ ሕትመት : ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 2, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ /ፃ /እምባ በዝሒ 150 ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔርታርትን መቐያየርን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕን ክዕድግን ይደሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቐለ ሆስፒታል ንዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 21, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ስራሕቲ ሕትመት/