ለ2008 በጀት ዓመት ለክልሉ ኤጄንሲ በክልሉ ለሚገኙ የወረዳ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የመኪና መለዋወጫ ዕቃዎች : የተለየያዩ ህትመቶች : ሞተር ሳይክሎች : የፅሕፈት መሳራዎች : የመኪና ጥገና ጋራዥ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለመኪና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደሰ የአንድ አመት ዉል ለማሰር ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መስከረም 25, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 24, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የተለላዩ የቧንቧ መገጣጠሚዎች : የጽሕፈት መሳሪያዎች : የፅዳት ዕቃዎችን በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::

  • Posted Date: ሰኞ መስከረም 24, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 24, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 24, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ምግብና ዉልቀ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ ።ብተወሳኪ ንቤት ዕዮ ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሰልጠኒ ተሃነፅቲ ሓፂን መፂን ፣መሳርሒ ህንፃን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ላባራቶሪ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣መሳርሒ ሙዚቃ ፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/