ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፣ፈርኒቸር ፅገና፣ካፍቴርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ዕገና ክዕግን ስለ ዝደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሸከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

SOS Childrens Village HRP Project ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሬት አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ስራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 110,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ አቁሑት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑት ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ ፕሬዚደንት ፀሓፍቲ፡ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ቢሮ መስኮት መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምዕዳግ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2018 9:15 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሮኒክስ መሳረሒ ዉሱን ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/