የትግራይ ክልል መንገድ ሥራዎች ኢንተርፕራይዝ በ 2008 በጀት ዓመት ለሚያከናዉናቸዉ የመንገድ ግንባታና ጥገና ሥራ አገልግሎት የሚዉሉ ጎማ፣ የሰራተኞች ደንብ ልብስ ፣የጽዳት እቃዎች ፣የጽህፈት መሳርያ (እስቴሽነሪ) ለመግዛት ይህ ገፅ ጨረታ አዉጥተዋል

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 2, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዕድጊት ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ሚኒባስ ክራይን : መፅሓፍቲ ምግዛእን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ጣብያታት ጥዕና ስራሕቲ ስላብ ሞልድን ንስራሕቲ ብረት ማዕፆን መስኮትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ድርጅታችን ምርቶቹን የሚስተዋዉቅበትና ከደንበኞቹ የሚገናኝበት ደረጃዉን የጠበቀ አወዳድሮ ለማሰራት Professional Dynamic Website አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 26, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ሃለቂ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ዝከዉን መለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለያ ሞዴል ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 1, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ አቁሑት ሕክምናን ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረትን ኤሌክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብናይ መደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ማይ ነብሪ ወይድማ ከተማ ማይ ነብሪ ናይ ማይ ካዕቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 4, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/