ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ደምቢ ክዳንን: ናይ ፅሕፈት መሳርሕን :ናይ ፅሬት አቁሑን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ጀነሬተር ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 300.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 26, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 26, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት: ኮምፒተራት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: አቁሑት ቢሮን:ቀወምቲ ተክሊ ፈልስታትም ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ2

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት: ኮምፒተራት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: አቁሑት ቢሮን:ቀወምቲ ተክሊ ፈልስታትም ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይ ጠረጰዛ ካላንደር ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላፊነቱ የተወሰነ የግል ኩባንያ የተለያዩ የፅዳት መሳሪያዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባነያችን ይጋብዛል

  • Posted Date: ሮብ ነሐሴ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/