ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቅ ን 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት ታሕሳስ 24, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ሰንበት ታሕሳስ 24, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢ/ሪ አ ማህበር ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን የመኪኖች መለዋወጫ እቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ታኅሣሥ 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኣርብ ታኅሣሥ 29, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ ታኅሣሥ 29, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

የትግራይ ክልል ኤጀንሲ ማስፋፊያ ኀብረት ሥራ ማህበራት ገበያ ልማት መ /ቤት ማለትም ሎት 1 ኤለክትሮኒክስ እቃዎች ሎት 2 ጽ/መሣሪያ ሎት 3 መኪና መለዋወጫ ዕቃ ሎት 4 ሕትመት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ ታኅሣሥ 15, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥር 12, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥር 12, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Messebo Cement Factoryinvites eligible bidders for the supply different electrical and electronics,lubrication tools ,building materials and air dryer

  • Posted Date: Friday 25th, December 2015 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Tuesday 19th, January 2016 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 19th of January 2016 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category Building/Material Materials/ Electrical Equipment & Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንጣብያ ማርታ ንመ ስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ቼክ ዳማት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 14, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢ/ሪ አ ማህበር ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ይፅህፈት መሳሪያዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ታኅሣሥ 14, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰኞ ታኅሣሥ 25, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰኞ ታኅሣሥ 25, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/