ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ማይጨዉ ንአብያት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት : ኣቁሑት ሕትመት: ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ አዉቶሞቲቭ ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ኤሌክትሪክን: ቴክኖሎጂን ኣሕቁን : ኣቁሑታት ቤት ዕዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቲ ቢሮኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሕተመታትን ናይ ቀዋሚ ንብረታትንን ብምድብ ማለት እዉን ሎት መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

በመቐለ ዩኒቨርስቲ የኢትዮጰያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት መቐለ ለ ኢንስቲትዩት አገልግሎት የሚዉሉ ከሚካልና የላብራቶሪ ግዢ በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ሚያዝያ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 17, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 17, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ መኪና (GS Battery) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ መለዋወጢ ኣቁሑተ ዓበይትን አናእሽተይ መካይን፡ሓደሽቲ TVS ሞተርን በዓል ሰለስተ እግሪ ባጃጅ ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 10.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ /