ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ጋንታ አፈሹም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና ጋራጅ ናይ ጉልበት 5000 ብር : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት 5000 ብር : ኤሌክትሪክስ 3000 ብ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛ ሰርቪስ አገልግሎት ዝህባ ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒበስ መኪና አወዳዲሩ ብጨረታ ክካረይ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 2, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንፈር ሓወልቲ ፅሕፈት ዕገና መስመር መዛወሪ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርካሪት መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-00418 ተወዳዳራይ ስፔርን ናይ ኢድ ዋጋን ሓዊሱ ብሞዲፍኬሽን ስራሐቲ ተሰሪሓ ንክትቐርብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮ መካኒካል ስፔር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጋራዝ መሽነሪ ምምሕዳር መካኒካል ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካኒካል ስፔር ቱልስ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

The Ethiopian Red Cross Society Tigray regional Branch invites eligible and qualified contractors of category GC/BC Grade 5 & above for the Major parts of the work are Maintenance of Institutional latrines and WASH facilities in weredas Hintalo, Enderta and Degua Temben health centers

  • Posted Date: Friday 21st, November 2025 12:00 pm (7 months ago)
  • Closing Date: Wednesday 03rd, December 2025 3:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 03rd of December 2025 4:00 pm
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 600.00
  • Tender Category House & Building Construction/ Water Works Construction/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ(ዳዕሮ) ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ብሎኬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 (7 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 19, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 19, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/