ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ ስሩዕ ካብ ክልል ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናን ንሓፂር ስልጠናን ካብ ዝተለአከ በጀትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : አይቲ : ኤሌክትሪክ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ንካልኦት ኣቑሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይ ስራሕን ዕዳጋን ፈይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ፍርቂ በጀት ዓመት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጂነሪንግ ሃላፍነቱ የተወሰነ የግል ኩባንያ በግቢዉ ዉስጥ የሚገኙ ተረፈ ምርቶች ቁርጭራጭ ብረትና እና ቆርቆሮ በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ጥቅምት 12, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምት 24, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምት 24, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20,000.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

አዲስ መድሓኒት ፋብሪካ .ኃላ.የተ.የግል.ማ. ለሰራተኞቹ አገልግሎት የሚዉል የተለያየ መጠንና ዓይነት ያለዉ two piece (trouser and shirt) እና ቆብ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ጥቅምት 12, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰኞ ጥቅምት 28, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሰኞ ጥቅምት 28, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ብናይ ፋይናንስ ሕጊ ኣዋጅ ቁፅሪ 2552007 ዓንቀፅ 73 ዘተዉሃበ ስለጣን ተግባርን ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቤት ፅሕፈት ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/