ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ አናእሽተይ መኪና ጎማን ሰፔር ፓርት ናይ መኪና ዲኮር ናይ ህንፃ ፅሬት አቁሑተ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፋላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈለለዩ መለዋወጢ አቁሑ መኪና : ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ባትርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራይ ክልል የወጣቶች ስፖርት ጉዳዩች ቢሮ በ2010 ዓም ለስፖርት ዉድድር አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የስፖርት አይነት ትጥቆች የስፖርት እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ጥቅምት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 30, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 30, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 43,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

SNV invites competent contractors for construction of 3 latrine blocks in two Elementary school of Kola Temben Woreda

  • Posted Date: Wednesday 25th, October 2017 12:00 am (over 8 years ago)
  • Closing Date: Friday 03rd, November 2017 12:00 am (closed)
  • Location: Tenbean
  • Bid Opening Date: Friday 03rd of November 2017 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category House & Building Construction/

ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንኩለን ኣብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊታ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልጋሎት ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን: ክሎሪን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ፈርኒቸርን ሓፂን መፂን ኣቅሑት: ሞተር ሳይክል ኣቅሑት: ብረት ቱቦን መገጣጠምን ቆፃርን ማይን ናይ : HDPE ቱቦን መገጣጠምትን ኣቅሑት : ናይ ባጀጅ :ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ሞተር ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት : ናይ ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 24, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 24, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ሎት ሐደ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሰለስተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ክምፒተራትን : ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝከዉን ስዊች ቦርድን : ሎት ሽድሽተ ንቤት ፅሕፈት ዝከዉን መጋራጃ : ሎት ሸዉዓተ ስፔር ፓርት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ያምሃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/