ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመትን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for the procurement of drilling, supply & installation of hand pumps for shallow wells

  • Posted Date: Sunday 11th, February 2018 4:16 pm (over 8 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 07th, March 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 07th of March 2018 9:10 am
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category Water Works Construction/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ቅጥዒታት ፓዳን ቢንካርድን ከሕትም ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 16, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 17, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 20, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 20, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : ፕሪንተር : ናይ ህንፃ ስራሕቲ አቁሑት :ቆርቆሮ ቴንዲኖ ብሎኬተ ሓመድ ሑፃ ፈርኒቸር ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ብሩህ ተስፋ ናይ ማይን ቴክኖሎጂ ሓዝዉማ ን ናይ ስፖርት አቁሑት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 50 ቅርሺ ብምክፋል ንክትሳተፉ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2010 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2010 4:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ዳዕሮና ዓርሰ ምትሕግጋዝ መንበሪ መምህራን መንበሪ ገዛ መምህራን ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 13, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 13, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/