ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ሃፍቲ ማይ ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2011 9:10 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ንምስላጥ ዝውዕሉ ሞተር ሳይክላትን ዝተፈላለዩ ናይ ትራፊክ ምልክታትን መማለኽትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

የኢትዮጵያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለሥልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት ድርጅቶች የጽህፈት መሳሪያ እቃዎች፣ የፅዳት እቃዎች፣ የኤሌክትሮኒክስና የICT እቃዎች፣ የሰራተኞች ደንብ ልብስ፣ የቢሮ መገልገያ እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2011 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 15, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 19, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ቢርኡ ዝውዕሉ ዲጅታል ካሜራን ፣ ቪድዩ ካሜራን ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ንናይ ኢንተርኔት ሲይስተም ግልጋሎት ዝውዕሉ ሲስኮ ስዊች ፣ ስዊች 24 ፖትስ ጊጋባይት ኢንሀርኔት መፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ሞያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2011 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 28, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 28, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/