ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ብሎኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መኽዝን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ካሜራን፣ ናይ ደንቢ ከዳን ናይ ፖሊስ ቆቢዕ፣ ቀበቶ ጨርቂ መዓርግን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010/11 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 4, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ኮምፒተር ተንከፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ ( ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋብዮናት (Different Size on Gabion) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ፍትሒ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ትሕቲ ሓደ ዓመትን ኣናእሽተይ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ንመናእሰይ ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብዚ ዓመት ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ማይ መሳርሒ ፣ መሳርሒ ኮንስትራክሽን ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ሕትመትን ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 2, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣግበ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 2, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 1,500.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ናይ መፅሓፍቲ ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ ስለዚ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Bruh Tesfa Irregation and water technology plc. invites interested bidders too participate on the competitive bid for the feasibility study. The detail is stated on the tender document.

  • Posted Date: Friday 30th, November 2018 9:45 am (over 7 years ago)
  • Closing Date: Monday 17th, December 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 17th of December 2018 9:30 am
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category Financial Consultancy/ Engineering Related Consultancy/