ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ደንቢ ክዳን (ኣንሶላ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማት ብጃማን) ካልኦትን ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Registration Book ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 19, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት :ናይ መኪና ጎማ :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮጀክታችን መቀሌ ባለ ሦስት ኮከብ ሆቴል የ Reforecement Concrete pipe 100 ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ታኅሣሥ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 16, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 16, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፈለገ- ሂወት ዓድሓ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2011 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2011 2:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ንበረት/ምምሕዳር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2011 12:30 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንሆቴል ማናጅመንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ምግቢ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 13, 2011 2:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ኮምፒተር ቀለም TK 1160፣ ሕትመት፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ንቴክኖሎጂ ንብረታት፣ ናይ ሶፋ ስፖንጂን ናይ ሶፋን ጨርቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2011 4:05 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 15, 2011 4:10 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2011 8:45 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 15, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/