ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት መሳርሒ ህንፃ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 27, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 27, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: የካቲት 8, 2011 5:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 9, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: በቢ ምድቡ ዝተፈላለዩ
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ቱቦታት ማይ ምስ መገጣጠሚን ቆፀርትን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 1, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 1, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ መደበኛ በጀት ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሕታት ፅሬት/ሳኒተሪ/ ኢንስታሌሽን ከምኡውን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስን ብ2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 4, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንዳባ ጉና
  • Bid Opening Date: የካቲት 4, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት በ 2010/2011 ምርት ዘመን በራሱ ማሳ ላይ ያመረተውን 3000.00 ኩንታል የሚገመት ጥሬ ጥጥ (raw cotton) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • Posted Date: ቀዳሜ ጥር 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥር 25, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥር 25, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 27, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 27, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 21, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 21, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/