ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ መለዋወጢ አቅሑ መኪናን ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ምድቦም ዝተፈላለዩ
  • Bid Document Price: በቢ ምድቦም ዝተፈላለዩ
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ: ሓፂን መፂን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለው ዝርዝር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 10:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 10:01 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕታኛታቱ ናይ ፕስችሪ ኣካውንቲንግ ስልጠና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ትምህርቲን ትሬይንግ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ Alkaline Battery፣ Electrical plaster ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእን ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶራት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ታፔላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእን ክዕድግን ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 04:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ንደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 03:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/